News

3 ጀነራላት ትግራይ ተኣጊዶም

Published

on

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ሰለስተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ግዝያዊ ናይ ስራሕ እግድ ኣንቢሮም።

ብዕለት 01 መጋቢት 2017 ዓ/ም ብፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ዝተፅሓፈ ደብዳቤ ከም ዘመላኽቶ ንሰለስተ ግንባር ኣዘዝቲ እግድ ተፃሒፍሎም ።

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ግዝያዊ እግድ ዘንበሩ ንጀነራል ዮሃንስ ወ/ጀውርግስ (ጆን መዲድ)፣ ጀነራል ምግበይ ሃይለን ጀነራል ማሾ በየነን እዩ።

እዞም ዝተፀርሑ ጀነራላት ብግዝያውነት ሰራዊት ካብ ምእዛዝ ደው ንኸብሉ ኣዚዞም።

Trending

Exit mobile version