ጀነራል ታደሰ ወረደ ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክቁጠብ መጠንቀቅታ ቀሪብሉ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባራት ኣመልኪቱ ካብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ እቲ ካብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብቦርድ መረፃ ተሰሪዙ ዝበሎ ህወሓት ኩለመዳይ ስጉምቲ ክወስድ ከኣ እቲ ውድብ ሓቲቱ። ውድብ ዴሞክራስያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ብምኽንያት...
እቲ ዝተጣየሸ ውድብ “ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ” (ስምረት) ተባሂሉ ዝፍለጥ ክልላዊ ውድብ እንትኸውን ካብ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ድማ ሎሚ 18 ግንቦት 2017 ዓ.ም ግዚያዊ ናይ ምዝገባ ኣፍልጦ...
ሰራዊት ኤርትራ ብወረራ ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ዞባ ምብራቕ ወፂኡ ዝብል ወረ ሓሶት እዩ። ሕዚ እውን እንተኾነ ከተማ ዛላኣንበሳ ሓዊሱ ጣብያታት ጉሎመኸዳ ዝኾና ማርታ ኣዲስኣለም : ኣዲስ...
ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሃትን ነበር ሓላፊ ደሕንነት ኢትዮጵያን ኣይተ ጌታቸው ኣሰፋ ኣስመራ ኣትዮም ተባሂሉ። መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ንውድብ ህወሓት ካብ ምዝገባ ንሓዋሩ ሰሪዘዮ ኣለኹ ንብረቱውን ተወሪሱ...
ነበር ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ትማሊ ምስ ፋና ተሌቪዥን ኣብ ዝነበሮ ፃኒሒት ቀዳማይ ክፋል ኣመራርሓ ፀጥታን ገለ መሪሕነት...
ኣባላት ካብኔ ዞባ ደቡብ ትግራይ ንሎሚ 4 ግንቦት 2017 ዓ/ም ንካልኣይ ጊዜ ምስ ፕረዝዳንት ታደሰ ኣብ ማይጨው ተረኺቦም መድረኽ ዘተ ንምግባር መደብ ሒዚም ነይሮም። ኣብቲ መድረኽ...
11 ሰዓት መሊኡ ከይተፀንቀቐ ነዚ ንጥፍኣት ትግራይን ተጋሩን ዝውጠን ዘሎ ፅምዶ ኲናት ደው ነብሎ ኢሉ ኣብ ከይዲ ምስረታ ሓዱሽ ውድብ ዝርከብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት። እዋናዊ መግለፂ...
ፖለቲካዊ ውጥጥ መሪሕነት ትግራይ ዕማማት ግዝያዊ ምምሕዳር ከይፍፀም ሓሊኹ ኸምዝሓዘ ዝገልፅ ኣይተ ጌታቸው ጀነራል ታደሰ ድማ ብዋናነት ኣካል እዚ ውድቀት እዩ ክብል ከሲሱ። ኣብዚ ቅነ ካብ...
ንሱ ንሽመት ጀነራል ታደሰ ኣመልኪቱ ኣብ ዘሕለፎ መልእኽቲኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ከባቢ ንሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ውዕሊ ፕሪቶሪያን ምኽሪ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ብምሕዋስ ሰፋሕቲ ምይይጣት እናተኻየዱ ፀኒሖም ‘ዮም ዝበለ...
ህወሓት ብሕታዊ ዕጡቅ ውድብ ኣብዛ ሃገር ኮይኑ ሰላም ትግራይን ኢትዮጵያን ይዘርግ ኣሎ ዝብል ክሲ ከምዝቀረበሉ እውን ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብመሰረት እቲ ዝወፀ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ዶር ኣብይ ኣሕመድ “ጻውዒትጥቆማፕረዚደንትጊዝያዊምምሕዳርትግራይ” ብዝብል ኣብ ናይ ፌስቡክ ሒሳቡ ዝጠቅዖ ሓድሽ ፅሑፍ ከም ዝስዕብ እነሆ።