“ብ/ጀምግበይሃይለኲናትከፊቱለይ” ክብልሰራዊትምክልኻልኢተዮጵያገሊፁ።ሙሉእእቲመግለፂከምዘለዎብቋንቋኣምሓርኛነዚዝስዕብይመስል! ===========ሰበርበኪሳራ የተደመደመው የዘመቻ አንድነት ዕጣ ፈንታ የኢፌዴሪ መከላከያ ሠራዊት መጋቢት 12 ቀን 2017 ዓ.ም በብርጋዲየር ጄኔራል ምግበ ሀይለና ግብረ አበሮቹ አደራጅነትና አይዞህ ባይነት ዘመቻ...
ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ንእግድ ፕሬዚዳንት ጌታቸው ኸምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ንእግድ ፕሬዝዳንት ጌታቸው ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሰራዊት ትግራይ ፀገማት ንምእላይን ንምእራምን ተደጋጋሚ መግለፂታት እንዳሃበ ድሕሪ...
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ሰለስተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ግዝያዊ ናይ ስራሕ እግድ ኣንቢሮም። ብዕለት 01 መጋቢት 2017 ዓ/ም ብፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ዝተፅሓፈ...
On February 28, 2025, the National Steering Committee for the United Nations Development Programme (UNDP) Peace Support Facility convened at the Sheraton Hotel in Addis Ababa....
ህዝባዊተቓውሞወረዳደጉዓተምቤንንከተማሃገረሰላምን ነበርቲ ወረዳ ደጉዓ ተምቤንን ከተማ ሃገረ ሰላምንን ከባቢኣን ንብሽም ላዕለዋይ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ዝተወሰነ ውሳነ ህዝባዊነት ተቃውሞ ገይሮም። ነበርቲ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላምን...
ቅድሚ መዓልትታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ዛዕባ ብሰላማውን ፖለቲካውን ቃልሲ ጥራሕ ክፍታሕ ከምዘለዎ ዝነፀረሉ መግለፂ ምውፅኡ...
ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ንመስርሕ ሰላም ንዝዘርግን ኣብ ሓደጋ ንዘእቱን ኣካይዳ ፈፂሙ ከምዘይዕገሱ ኣፍሊጦም። ንከይዲ መስርሕ ሰላም ንንእድ ተሪፎም ንዘለው ምጉታታት ብምእላይ ብቑልጡፍ ተግባራዊ ክኸውን ይግባእ ዝበሉ...
ብዕለት 13 ሓምለ 2016 ዓም መግለፂ ዘውፀአ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተጀመረ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቅፅል እዩ ። እቲ ተጀሚሩ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ምንቅስቓስ...
“75 ሽሕ ዕጡቓት ሰራዊት ትግራይ ነበር ናብ ህዝቢ ክፅምበሩ እዮም እዚ ንምግባር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይውገን ኣሎ ” ኢሉ ምክትል ፕሬዜዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ...