News

ኣምባሳዶር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ መቐለ ኣትዮም።

Published

on

ኣምባሳዶር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤቭን ማሲንጋ ምስ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምዝታይ መቐለ ኣትዮም።

ኣምባሳዶር ማሲንጋ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳን ምክትል ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰን ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ፣፡ህልዊ ኩነታት ፖለቲካ ትግራይ፣ ምምላስ ተመዛበልትን ተዘመድቲ ዛዕባታትን ይዝትዩ ኣለው ።

Trending

Exit mobile version