ህወሓት ብሕታዊ ዕጡቅ ውድብ ኣብዛ ሃገር ኮይኑ ሰላም ትግራይን ኢትዮጵያን ይዘርግ ኣሎ ዝብል ክሲ ከምዝቀረበሉ እውን ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብመሰረት እቲ ዝወፀ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ዶር ኣብይ ኣሕመድ “ጻውዒትጥቆማፕረዚደንትጊዝያዊምምሕዳርትግራይ” ብዝብል ኣብ ናይ ፌስቡክ ሒሳቡ ዝጠቅዖ ሓድሽ ፅሑፍ ከም ዝስዕብ እነሆ።
“ብ/ጀምግበይሃይለኲናትከፊቱለይ” ክብልሰራዊትምክልኻልኢተዮጵያገሊፁ።ሙሉእእቲመግለፂከምዘለዎብቋንቋኣምሓርኛነዚዝስዕብይመስል! ===========ሰበርበኪሳራ የተደመደመው የዘመቻ አንድነት ዕጣ ፈንታ የኢፌዴሪ መከላከያ ሠራዊት መጋቢት 12 ቀን 2017 ዓ.ም በብርጋዲየር ጄኔራል ምግበ ሀይለና ግብረ አበሮቹ አደራጅነትና አይዞህ ባይነት ዘመቻ...
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ሰለስተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ግዝያዊ ናይ ስራሕ እግድ ኣንቢሮም። ብዕለት 01 መጋቢት 2017 ዓ/ም ብፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ዝተፅሓፈ...
ኣነ ወንበር ዘረክብ ብስነ ስርዓት መንገዲ እምበር ብማንም ሓላፊ መንገዲ ወይ ብሓይሊ ኣይኮነን።
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ታሕቲ መሰረት ከይህልዎን ብኡ ኣቢልካ እውን ኣብ ከይዲ ንምፍራስ ኣብ ጣብያታት፣ ወረዳታትን ከተማታትን ንዘለዉ ምምሕዳር ኣካላት ዝግበር ዘሎ ማሕተም ምምንጣል ምንቅስቓስ ብህፁፅ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ካልእ ኹናት ክጎትትዎ ዝፍትኑ ሓይልታት ካብ ተግባራቶም ክቑጠቡ ሓቲቶም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ብዙሓት ተወለድቲ ትግራይ ካብ ንጉሆ...
ህዝባዊተቓውሞወረዳደጉዓተምቤንንከተማሃገረሰላምን ነበርቲ ወረዳ ደጉዓ ተምቤንን ከተማ ሃገረ ሰላምንን ከባቢኣን ንብሽም ላዕለዋይ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ዝተወሰነ ውሳነ ህዝባዊነት ተቃውሞ ገይሮም። ነበርቲ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላምን...
ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዳግመ ሕውየትን ህንጸትን ትግራይ ደገፍ ክገብር ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ሓቲቶም። ኣብ ዓመታዊ ዋዕላ “ጉኣመ ዶክተርስ ዊዝ ኣፍሪካ ” ንምስታፍ ናብ ሊንጎቶ ቱሪን ጣልያን...
“ካብ ሩሑቕዝመፅአ ሰብ ኣየድልን ንምቅርራቡስ ንሕና ንቐርብ ኢልኩም ክተራኽቡና ትፅዕሩ ዘለኹም ተጋሩ ክብሪ ይሃብኩም! ተቐራሪብካ ምዝርራብ ዝመስልዎ የለን::” – ፕ/ ጌታቸው ረዳ
“ውዕሊ ፕሪቶርያ መንግስትና ኣፍሪሱ ዝብል ሓሳብ ዘለዎም ጉዳዮም ጉዳይ ወንበር እዩ ” – ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ህዝባዊ ዋዕላ ዞባ ደቡብ ምብራቕ መበገሲ ሓሳብ ዘቕረቡ ፕረዚደንት...
ፕረዝዳንት ጌታቸው ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ተረኺቦ ካብ ዝገበርዎ መደረኦም: 🎯ኣብዚ ሐዚ ስዓት ኣብ መንጎ ግዝያዊ ምምሕዳርን ኣብ ሞንጎ ህወሓትን ዝብሃል ግጭት የለን። ኣብ ገገሊኦም በዚ መንገዲ...