ኣብ መንጎ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ሕቶ ዋናነት ካብ ዝለዓለሎም ከባቢታት ሓደ ዝኾነ ጉዳይ ወልቃይት፣ ንሶም ይኹኑ ኣባላት ፓርላማ “ከምዘይውስኑ” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊጾም። ኣብ ህልውና...
ቀዳማይ ሚኒስተር ዶር ኣብይ ኣሕመድ “ጻውዒትጥቆማፕረዚደንትጊዝያዊምምሕዳርትግራይ” ብዝብል ኣብ ናይ ፌስቡክ ሒሳቡ ዝጠቅዖ ሓድሽ ፅሑፍ ከም ዝስዕብ እነሆ።
“ብ/ጀምግበይሃይለኲናትከፊቱለይ” ክብልሰራዊትምክልኻልኢተዮጵያገሊፁ።ሙሉእእቲመግለፂከምዘለዎብቋንቋኣምሓርኛነዚዝስዕብይመስል! ===========ሰበርበኪሳራ የተደመደመው የዘመቻ አንድነት ዕጣ ፈንታ የኢፌዴሪ መከላከያ ሠራዊት መጋቢት 12 ቀን 2017 ዓ.ም በብርጋዲየር ጄኔራል ምግበ ሀይለና ግብረ አበሮቹ አደራጅነትና አይዞህ ባይነት ዘመቻ...
ሰራዊት ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምንቅስቃስ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሰራዊት ነቲ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ፖለቲካዊ ምግምማዕን ገለ ፀገም ፀጥታን ስዒቡ እዩ ዝበዝሕ ሰራዊት ናብ ትግራይ ገፅ ከኽትቶ ተራእዩ...
እቲ ክካየድ ዝተሓሰበ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ደው ክብል ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብይ ኣህመድ ሓቲቱ። ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብይ ኣህመድን ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ንደብረጽዮን ገ/ሚካኤልን መበል...