ነበር ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣማኻሪ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካን ዝኾነ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ምስ ዓለምለኸ መራኸቢ ሓፋሽ ኣልጀዚራ (Al...
ኣብቲ ሎሚ እተኻየደ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ፡ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ካብ ዝቐረቡሉ ደጋጊሞም ሕቶታት፡ ጉዳያት መገዲ ወደብ ባሕርን ቀይሕ ባሕርን ይርከብዎም። ጉዳይ ቀይሕ...
ጀነራል ታደሰ ወረደ ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክቁጠብ መጠንቀቅታ ቀሪብሉ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባራት ኣመልኪቱ ካብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ...
ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ፣ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ንምምላስ ኣብዚ ክልተ መዓልቲ ሓዱሽ ምንቅስቓስ ክጅመር ምዃኑ ገሊፁ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚንስትር ንጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ትማሊ 19...
ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ነበርቲ ወልቃይት ፀገዴን ሰብ ስልጣን ክልል ኣምሓራ ዘትዮም። ሎማ ዕለት 16 ሰነ 2017 ኣ/ግ ፍሉይ ኣማካሪ ጠቅላይ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ እቲ ካብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብቦርድ መረፃ ተሰሪዙ ዝበሎ ህወሓት ኩለመዳይ ስጉምቲ ክወስድ ከኣ እቲ ውድብ ሓቲቱ። ውድብ ዴሞክራስያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ብምኽንያት...
እቲ ዝተጣየሸ ውድብ “ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ” (ስምረት) ተባሂሉ ዝፍለጥ ክልላዊ ውድብ እንትኸውን ካብ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ድማ ሎሚ 18 ግንቦት 2017 ዓ.ም ግዚያዊ ናይ ምዝገባ ኣፍልጦ...
ሰራዊት ኤርትራ ብወረራ ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ዞባ ምብራቕ ወፂኡ ዝብል ወረ ሓሶት እዩ። ሕዚ እውን እንተኾነ ከተማ ዛላኣንበሳ ሓዊሱ ጣብያታት ጉሎመኸዳ ዝኾና ማርታ ኣዲስኣለም : ኣዲስ...
ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሃትን ነበር ሓላፊ ደሕንነት ኢትዮጵያን ኣይተ ጌታቸው ኣሰፋ ኣስመራ ኣትዮም ተባሂሉ። መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ንውድብ ህወሓት ካብ ምዝገባ ንሓዋሩ ሰሪዘዮ ኣለኹ ንብረቱውን ተወሪሱ...