እቲ ፕሬዘዳንት መፍትሒ ኸሉ ነገር ሰላም እዩ ክብል ኣስሚርሉ። ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፍርቂ ለይቲ ኣቢሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ሒሳቡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኣብዚ...
ኣመራርሓ ፓርቲ ብልጽግናን ህወሓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም ምኽክር የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ኣመራርሓ ውድብ ህወሓትን ፓርቲ ልፅግናን ኣብ መቐለ ዝተጀመረ ዘተ ብምቕፃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ...
ተመዛበልቲ ብዘይ ናይ ትግራይ ጸጥታ መሓውር ናብ መረበቶም ክምለሱ ብምግባር ሪፈረንደም ከካይዱ ቅድመ ምድላዋት ይግበር ኣሎ ተባሂሉ። እቶም ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ዝርከብሉ ወረዳታት ምዕራብን ደቡብን ትግራይ...
ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ሑሱም ህይወት ዝርከቡ ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ዝርከብዎም ኣስታት 70 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ብርክት...