ነበር ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣማኻሪ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካን ዝኾነ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ምስ ዓለምለኸ መራኸቢ ሓፋሽ ኣልጀዚራ (Al...
ፌዴራል ፖሊስ፡ ብጾታዊ ምትንኻፍ ተፈሪድዎ ካብ ብሪጣንያ ናብ ኢትዮጵያ ንዝተሰጎገ ውልቀሰብ ከምዝፈትሖ ኣፍሊጡ ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ብዝፈጸሞ ጾታዊ ምትንኻፍ ተፈሪድዎ ናብ ኢትዮጵያ ዝተሰጎገ ሃዱሽ ገብረስላሴ፡ ትማሊ...
ጀነራል ታደሰ ወረደ ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክቁጠብ መጠንቀቅታ ቀሪብሉ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባራት ኣመልኪቱ ካብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ...
ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ፣ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ንምምላስ ኣብዚ ክልተ መዓልቲ ሓዱሽ ምንቅስቓስ ክጅመር ምዃኑ ገሊፁ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚንስትር ንጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ትማሊ 19...
ብሰንኪ ብሕፅረት ዝናብ ኣብ ልዕሊ 650 ሄክታር መሬት ዝነበረ ዝራእቲ ሰለስተ ግዜ ተገልቢጡ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ቆላ ተምቤን። ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን እኹል...
ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ነበርቲ ወልቃይት ፀገዴን ሰብ ስልጣን ክልል ኣምሓራ ዘትዮም። ሎማ ዕለት 16 ሰነ 2017 ኣ/ግ ፍሉይ ኣማካሪ ጠቅላይ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ እቲ ካብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብቦርድ መረፃ ተሰሪዙ ዝበሎ ህወሓት ኩለመዳይ ስጉምቲ ክወስድ ከኣ እቲ ውድብ ሓቲቱ። ውድብ ዴሞክራስያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ብምኽንያት...
እቲ ዝተጣየሸ ውድብ “ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ” (ስምረት) ተባሂሉ ዝፍለጥ ክልላዊ ውድብ እንትኸውን ካብ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ድማ ሎሚ 18 ግንቦት 2017 ዓ.ም ግዚያዊ ናይ ምዝገባ ኣፍልጦ...
የትግራይ ህዝብ የፕሪቶሪያ ስምምነት የሰጠውን ወርቃማ ዕድል በመጠቀም ሰላሙን ማፅናት እንደሚገባው የጠቅላይ ሚኒስትሩ የምስራቅ አፍሪካ ጉዳዮች አማካሪ ሚኒስትር አቶ ጌታቸው ረዳ ገለጹ፡፡ በአዲስ አበባ ከተማ የሚኖሩ...