ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ንመስርሕ ሰላም ንዝዘርግን ኣብ ሓደጋ ንዘእቱን ኣካይዳ ፈፂሙ ከምዘይዕገሱ ኣፍሊጦም። ንከይዲ መስርሕ ሰላም ንንእድ ተሪፎም ንዘለው ምጉታታት ብምእላይ ብቑልጡፍ ተግባራዊ ክኸውን ይግባእ ዝበሉ...
እቶም ወልቀቶት ነቲ ብክልል ኣምሓራ ንዓመታት ፕሮፖጋንዳ ዝሰርሕሉ ዝነበረ ኣምሓሩ ኢኹም ዝብል ሃልካዊ ተረኽ ብምንፃግ ህዝቢ ወልቃይት ሕቶ መንነት የብለይን ዝብል ግብረ መልሲ ሂቦም ኣለው ።...
መራሕቲ ትግራይ ብሰንኪ ዝኸድዎ ናይ ስልጣን ውጥጥ ትግራይ ዋጋ ክትከፍል የብላን ኢሎም ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ። Watch Video On YouTube መበል 36 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ምኽንያት...
ዘሐጉስ ዜና ምዕራብ ትግራይ ፣ህድማ ወረርቲ ካብ ምዕራብ ትግራይ ናብ ጎንደር፣ ዶ/ር ደብረፅዮን ናብ ብልፅግና | Kulu Media – ኩሉ ዜና
ኣመራርሓ ፓርቲ ብልጽግናን ህወሓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም ምኽክር የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ኣመራርሓ ውድብ ህወሓትን ፓርቲ ልፅግናን ኣብ መቐለ ዝተጀመረ ዘተ ብምቕፃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ...
ተመዛበልቲ ብዘይ ናይ ትግራይ ጸጥታ መሓውር ናብ መረበቶም ክምለሱ ብምግባር ሪፈረንደም ከካይዱ ቅድመ ምድላዋት ይግበር ኣሎ ተባሂሉ። እቶም ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ዝርከብሉ ወረዳታት ምዕራብን ደቡብን ትግራይ...