ፖለቲካዊ ውጥጥ መሪሕነት ትግራይ ዕማማት ግዝያዊ ምምሕዳር ከይፍፀም ሓሊኹ ኸምዝሓዘ ዝገልፅ ኣይተ ጌታቸው ጀነራል ታደሰ ድማ ብዋናነት ኣካል እዚ ውድቀት እዩ ክብል ከሲሱ። ኣብዚ ቅነ ካብ...
ዝሓለፉ ዕስራ ማዕልታት ኣብ ትግራይ ዝርአ ዘሎ ፓለቲካዊ ሕምስምስ እቲ ስልጣን ወይ ሞት ኢሉ ዝተበገሰ ጉጅለ ድሕረት ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ዝፍሓሶ ውዲት ናብ መወዳእታ ምዕራፉ ዝበፅሐሉ:...
ቀዳማይ ሚኒስተር ዶር ኣብይ ኣሕመድ “ጻውዒትጥቆማፕረዚደንትጊዝያዊምምሕዳርትግራይ” ብዝብል ኣብ ናይ ፌስቡክ ሒሳቡ ዝጠቅዖ ሓድሽ ፅሑፍ ከም ዝስዕብ እነሆ።
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ሰለስተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ግዝያዊ ናይ ስራሕ እግድ ኣንቢሮም። ብዕለት 01 መጋቢት 2017 ዓ/ም ብፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ዝተፅሓፈ...
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ታሕቲ መሰረት ከይህልዎን ብኡ ኣቢልካ እውን ኣብ ከይዲ ንምፍራስ ኣብ ጣብያታት፣ ወረዳታትን ከተማታትን ንዘለዉ ምምሕዳር ኣካላት ዝግበር ዘሎ ማሕተም ምምንጣል ምንቅስቓስ ብህፁፅ...
ኣብዙይ ከምዙይ ዓይነት ታሪኻዊ ስሕተት ዝሓዘ ውሳነ ስራዊት ትግራይ ኣይንሳተፍን ኢሎም ኣኼባ ኣይንሳተፍን ዝበሉን ዝተፈለየ_ቅዋም ዝሓዙ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለጺ! “ህዝበይን ሰራዊተይን ዝበልካ...
ፕረዝዳንት ጌታቸው ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ተረኺቦ ካብ ዝገበርዎ መደረኦም: 🎯ኣብዚ ሐዚ ስዓት ኣብ መንጎ ግዝያዊ ምምሕዳርን ኣብ ሞንጎ ህወሓትን ዝብሃል ግጭት የለን። ኣብ ገገሊኦም በዚ መንገዲ...
“ህዝቢ ትግራይ ሓድነቱ ንምፍራስ ብቁሸትን ከባብን ክኸፋፍልዎ ንዝደልዩ ኣካላት ወጊድ ክብሎም ይግባእ” ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ። ህዝቢ ትግራይ ሓድነቱ ንምፍራስ ብቁሸትን ከባብን ክኸፋፍልዎ ንዝደልዩ ኣካላት ወጊድ ክብሎም...
ዘይተኸምበተ መኸተና ብምውሓስ ዓርሰ ሙርኮሳ ትግራይ ይረጋገፅ-ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ። ዘይተኸምበተ መኸተና ብምውሓስ ዓርሰ ሙርኮሳ ትግራይ ክረጋገፅ ከምዝግባእ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ...
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ነበርቲ ከተማ ዓብዩ ዓዲ ይዝትዩ ኣለዉ።ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብቲ መድረኽ ካብ መንጎ ዘለዓልዎም ነጥብታት:-
”መራሕትና ኣፈላላይኩም ብዘተ ክትፈትሑን ኣፈላላይ ዘጋድዱ መግለፅታት ካብ ምሃብ ክትቁጠቡን ንፅውዕ” – መንብረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን። ጉባኤ ሊቃነ ጳጳሳትን ኣካየድቲ ስራሕን መንበረ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ላዕለዋይ...
1. ሓውዜን ኣብ ወረዳ ሓውዜን ጣብያ ቖራሮ ሎማዓንቲ 19 ነሓሰ 2016ዓ/ም 2ተ ህፃውንቲ ኣብ ሁሩየ /ንኸፍቲ መስተዪ ተባሂሉ ዝተሰረሐ ጉድጓድ ጠሊቖም ሞይቶም እዩም። 2. ወጀራት ኣብ...