መቐለ – ኣብ 2013 ዓ.ም ብኹለመዳይ ተዳሊና ኣለና ክብል ዝስማዕ ዝነበረ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሐዚ እውን ብሓይሊ እንተኾይኑ ኩሉ ክንገብሮ...
መቐለ – ሎሚ ለይቲ የካቲት 5/2018 ዓ.ም (የካቲት 12, 2026) ሰዓት 3፡30 አከባቢ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ፡ ዙርያ ዩኒቨርሲቲ መቐለ (ካምፓስ ዓዲ ሓቂ) ዝተፈንጀረ ነታጒ...
ኣብ መንጎ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ሕቶ ዋናነት ካብ ዝለዓለሎም ከባቢታት ሓደ ዝኾነ ጉዳይ ወልቃይት፣ ንሶም ይኹኑ ኣባላት ፓርላማ “ከምዘይውስኑ” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊጾም። ኣብ ህልውና...
መቐለ – ኣብ ትግራይ ዞባ ማእኸል ኣብ ዝርከባ ክልተ ከተማታትን ሓንቲ ወረዳን፡ ዓርቢ ለይትን ሎሚ ወጋሕታን መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝተፈጸመ ኩሉ ሚድያ ዝረኸቦም ሓበሬታታት የመላኽቱ። ኣብ ከተማ...
ነበር ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል ሳሞራ የኑስ ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፤ ኣብ ትግራይ ዘሎ ‘ጊዚያዊ’ እናተባህለ ዝፅውዕ ምምሕዳር ጠጠው ክብል ከምዘለዎን ህዝቢ...
ጀነራል ታደሰ ወረደ ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክቁጠብ መጠንቀቅታ ቀሪብሉ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባራት ኣመልኪቱ ካብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ...
ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ፣ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ንምምላስ ኣብዚ ክልተ መዓልቲ ሓዱሽ ምንቅስቓስ ክጅመር ምዃኑ ገሊፁ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚንስትር ንጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ትማሊ 19...
ብሰንኪ ብሕፅረት ዝናብ ኣብ ልዕሊ 650 ሄክታር መሬት ዝነበረ ዝራእቲ ሰለስተ ግዜ ተገልቢጡ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ቆላ ተምቤን። ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን እኹል...
ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ነበርቲ ወልቃይት ፀገዴን ሰብ ስልጣን ክልል ኣምሓራ ዘትዮም። ሎማ ዕለት 16 ሰነ 2017 ኣ/ግ ፍሉይ ኣማካሪ ጠቅላይ...
እቲ ዝተጣየሸ ውድብ “ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ” (ስምረት) ተባሂሉ ዝፍለጥ ክልላዊ ውድብ እንትኸውን ካብ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ድማ ሎሚ 18 ግንቦት 2017 ዓ.ም ግዚያዊ ናይ ምዝገባ ኣፍልጦ...
የትግራይ ህዝብ የፕሪቶሪያ ስምምነት የሰጠውን ወርቃማ ዕድል በመጠቀም ሰላሙን ማፅናት እንደሚገባው የጠቅላይ ሚኒስትሩ የምስራቅ አፍሪካ ጉዳዮች አማካሪ ሚኒስትር አቶ ጌታቸው ረዳ ገለጹ፡፡ በአዲስ አበባ ከተማ የሚኖሩ...
ሰራዊት ኤርትራ ብወረራ ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ዞባ ምብራቕ ወፂኡ ዝብል ወረ ሓሶት እዩ። ሕዚ እውን እንተኾነ ከተማ ዛላኣንበሳ ሓዊሱ ጣብያታት ጉሎመኸዳ ዝኾና ማርታ ኣዲስኣለም : ኣዲስ...