News
ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምርሑ ነበር ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ሓድሽ ውድብ ኣጣይሾም።
እቲ ዝተጣየሸ ውድብ “ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ” (ስምረት) ተባሂሉ ዝፍለጥ ክልላዊ ውድብ እንትኸውን ካብ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ድማ ሎሚ 18 ግንቦት 2017 ዓ.ም ግዚያዊ ናይ ምዝገባ ኣፍልጦ ተዋሂብዎም ኣሎ።