ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታት ብዛዕባ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይ መብርሂ ሂቦም። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ...
ሰራዊት ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምንቅስቃስ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሰራዊት ነቲ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ፖለቲካዊ ምግምማዕን ገለ ፀገም ፀጥታን ስዒቡ እዩ ዝበዝሕ ሰራዊት ናብ ትግራይ ገፅ ከኽትቶ ተራእዩ...
መንግስቲ ፌዴራል ሓገዝ ክገብር ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቲቱ። እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ኮር ንላዕሊ ብዝብል ጉልባብ ካብ 15 ጥሪ 2017ዓ.ም ጀሚሩ ዝተወሰኑ ላዕለዎት...
ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ሎሚ ዝዘርገሖ መግለፂ ናይ መንግስታዊ መሓውር መግለፂ ዘይኮነስ ናይቲ ድሑር ጉጅለ ቅዳሕ’ዩ ክብል ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ኣፍሊጡ። እዚ መግለፂ’ዚ ሕጋዊ፣ ሞራላውን ፖለቲካውን ቅቡልነት...
ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ እንተተወሊዑ ካርታ ሃገራት ዝቕይር እዩ ክብል ጀነራል ፃድቃን ኣጠንቂቑ። ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከቢድ...
ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ንእግድ ፕሬዚዳንት ጌታቸው ኸምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ንእግድ ፕሬዝዳንት ጌታቸው ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሰራዊት ትግራይ ፀገማት ንምእላይን ንምእራምን ተደጋጋሚ መግለፂታት እንዳሃበ ድሕሪ...
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ሰለስተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ግዝያዊ ናይ ስራሕ እግድ ኣንቢሮም። ብዕለት 01 መጋቢት 2017 ዓ/ም ብፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ዝተፅሓፈ...
ኣነ ወንበር ዘረክብ ብስነ ስርዓት መንገዲ እምበር ብማንም ሓላፊ መንገዲ ወይ ብሓይሊ ኣይኮነን።
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ታሕቲ መሰረት ከይህልዎን ብኡ ኣቢልካ እውን ኣብ ከይዲ ንምፍራስ ኣብ ጣብያታት፣ ወረዳታትን ከተማታትን ንዘለዉ ምምሕዳር ኣካላት ዝግበር ዘሎ ማሕተም ምምንጣል ምንቅስቓስ ብህፁፅ...
ፀገም ምቁርራፅን ምድኻምን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ ክብል ኢትዮ–ቴሌኮም ገሊፁ ኢትዮ–ቴሌኮም ፀገም ምዝሕሓል ፍጥነትን ምቁርራፅን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ንምፍታሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብዚ ጉዳይ...