ዜና ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምርሑ ነበር ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ሓድሽ ውድብ ኣጣይሾም። Published 8 months ago on May 26, 2025 By Kulu Media እቲ ዝተጣየሸ ውድብ “ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ” (ስምረት) ተባሂሉ ዝፍለጥ ክልላዊ ውድብ እንትኸውን ካብ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ድማ ሎሚ 18 ግንቦት 2017 ዓ.ም ግዚያዊ ናይ ምዝገባ ኣፍልጦ ተዋሂብዎም ኣሎ። ኣካፍል Click to share on Facebook (Opens in new window) ፌስቡክ Click to share on X (Opens in new window) ትዊተር ፍተውLike Loading... Related ካብ ኩሉ ሚድያ ተወሳኺ ይርከቡ ሓደስቲ ሓበሬታ ብኢሜይል ንምርካብ ተመዝገቡ። Type your email… ተመዝገብ ተዛማዲ ዛዕባ፡Kulu Mediaዜና ኩሉ ሚድያዜና ትግራይትግራይጌታቸው ረዳ Up Next “ህወሓትን ሻዕብያን ንኲናት ይዳለዉ ኣለዉ” ውድብ ስምረት Don't Miss አቶ ጌታቸው ረዳ አዲስ አበባ ከሚኖሩ የትግራይ ተወላጆች ጋር ተወያዩ Continue Reading ትፈትውዎ ትኽእሉ ጀነራል ሳሞራ የኑስ፡ “ህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ መንግስቲ ክመሓደር ኣለዎ” ክብሉ ኣተሓሳሲቦም ቃለ-መሕተት ኣይተ ጌታቸው ረዳን ዘለዓዓሎ ፖለቲካዊ ዛዕባን “Tigray’s Territory is Not Up for Negotiation; Its Solution is Peaceful” – Mr. Getachew Reda