News
ህፁፅ መልእኽቲ ፕ/ ጌታቸው ረዳ
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ብዛዕባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ “ትግራይ ፈሪማቶ” ዝተብሃለ ሰነድ መብርሂ ሂቡ ኣሎ
“ኣብ መረባ ማሕበራዊ ሚድያ ካብ ሙሉእ ማዓልቲ መዘራረቢ ኮይኑ ዝወዓለ ዛዕባ መበገሲ ተባሂሉ ዝተወዝዐ ሰነድ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘራኽብ ዋላ ሓንቲ ነገር የብሉን::
መን ፅሒፍዎ ብዘየገድስ ሎሚ ርእሲ ጌይሩ ክንብልብላ ዝጀመረ ወገን ቅድሚ ሕዚ ዘካይዳ ዝነበረት ‘መሬት ሸይጦም’ ትብል ወፍሪ ኣካል’ያ ትመስል::
ብቕንዕና ስግኣት ዝኣተዎም ወገናት ክፈልጥዎ ዝግባእብወገን ትግራይ ዝተፈረመ ሰነድ ዘየለ ምኻኑ’ዩ::” ክብል ድማ ኣብሪሁ ኣሎ።
ስዓቡና
Discover more from Kulu Media ኩሉ ሚድያ
Subscribe to get the latest posts sent to your email.