እቲ ክካየድ ዝተሓሰበ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ደው ክብል ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብይ ኣህመድ ሓቲቱ። ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብይ ኣህመድን ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ንደብረጽዮን ገ/ሚካኤልን መበል...
ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ነሓሰ 3/2016 ኣብ ትሕቲ ቁፅሪ 1162/11/15180 ናብ ውድብ ህወሓት ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ እቲ ወደብ ብፍሉይ ኩነታት ከምዝተመዝገበን ሕጋዊ ኣፍልጦ ወረቐት እውን ኸምዝሃቦ...
ፖለቲካዊ ዘይምርድዳእ ናብ ዝኾነ ይኹን ናይ ፀጥታ ሓደጋ ክሰጋገር ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ከምዘይፈቅዱ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። እዚ ዝተገለፀ ምክትል ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ...
ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ንሚድያታት መብርሂ ኣብ ምሃብ ይርከቡ። Watch On YouTube ተዛማዲ ዛዕባ፡ “ጥያቄው ሌላ መልሱ ሌላ ሆነዋል”- ህወሓት...
ህወሓት ኣብ ጉዳይ ጉባኤ ቅድሚ ሕጋዊ ኣፍሎጦ ክነካይድ ኢና ኣይነካይድን ብዝብል ኣብ ክልተ ኸምዝተገመዐ ኽግለፅ ዝፀነሐ ኾይኑ ሐዚ ድማ እቲ ብቤት ፅሕፈት ህወሓት ዝምራሕ ጉጅለ ጉባኤ...
ኣካል ስምምዕነት ፕሪቶርያ ዝኾነ ስራዊት ናይ ምምላስን እግሪ ናይ ምትካልን ስራሕቲ ብቀፃልነት ከምዝድግፍዋን ላዕላዋይ ሓላፊ ጉጅለ ተዓዘብቲ ሕብረት ኣፍሪካ ጀነራል ስቴፌን ራዲናን እዮም። ከም ፀብፃብ ቴሌቪዥን...
እቲ ደብዳቤ ቃል ብቃል ከምዚ ዝስዕብ ተፃሒፉ ኣሎ ዝኸበርካ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘለኻ ህዝቢ ትግራይ ዝኸበርኩም ኣባላት ውድብ ህወሓት ኣብዚ እዋን ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ዘይፈልጦ...
ብሽም ውድብ ህወሓት ዝግበር ከም ብሓድሽ ናይ ምምዝጋብ ከይዲ ደው ክብል ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ኣተሓሳሲቡ ። እቲ ንፕረዝዳንት ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ዛጊድ ቁፅሮም ዘይተፈለጠ ኣባላት ማእኸላይ...
ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንህወሓት ‘ብፍሉይ ኵነታት’ ከምዝመዝገቦ ኣፍሊጡ። እዚ ደብዳቤ ድሕሪ እቲ ጌታቸው ረዳ ኣብ ጉባዔ ህወሐት ኸምዘይሳተፍ ምፍላጡ እዩ ወፅዩ ዘሎ። እቲ ፕረዚዳንት ኣብቲ “ዘይሕጋዊ...
ብዕለት 13 ሓምለ 2016 ዓም መግለፂ ዘውፀአ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተጀመረ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቅፅል እዩ ። እቲ ተጀሚሩ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ምንቅስቓስ...
ኣብ ስደትን ኣብ ውሽጢ ዓድን ተመዛቢሉ ኣብ ከቢድ ስቓይ ዝርከብ ህዝብና ናብ መረበቱ ክመለስ ኣብ ዝሰናደአሉ ዘሎ እዋን፤ እዚ ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ትግራይ ኣድማሱ እናስፈሐ ዝኸድ...
እቲ ካብታ ከተማ ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ኣኽሱም ኣይተ ገረመድህን ተስፋይ ብዕለት 28/11/2016 ዓ/ም ስዓት 2:00 ናይ ምሸት ምስ መሳርሕቶም ኣብ ስራሕ...