ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ዘቅነዐ ከቢድ መጠንቀቅታ ሰዲዱ ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዛዕባ ብክልል ኣምሓራ ዝተጎበጠ መሬት ትግራይ ዝምልከት ትርር ዝበለ መጠንቀቕታ ዝተሓወሶ መግለፂ...
ግዝኣት ትግራይ ከይምልስ ዝሓንገደ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ንተወከልቲ ትግራይ ኣብ ዘብለጭልጩ ፕሮጀክትታት ዑዶት ከካይዱ ከምዝገበረ ተፈሊጡ ። ኣብ ኣዲስኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ነጋዶን ካብ ትግራይ ወከልቲ ህዝቢ፣ሲቪክ...
ኣብ ኢትዮጵያ ኮነ ኣብ ትግራይ ዘላቒ ሰላም ክዓስል እንተኾይኑ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ምሉእ ብምሉእ ምትግባር ግድን ዝብል ምኻኑ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ። ሕልሚ ሻምብቖ ብረት...
ትማሊ 18 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝጀመረ ስሩዕ ኣኼባ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ዝርኣየ ኮይኑ ውሳነታት እውን ኣሕሊፉ ኣሎ። ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት...
ትግራይ፡ ዓንዲ ሕቖ ኢትዮጵያ ታሪኽ ትግራይ ከም ዓንዲ ሕቖ ኢትዮጵያ ምስ መበቆል ሃገር፣ ባህላዊ ውርሻኣ፣ ንናፅነትን ሓድነትን ዝገብሮ ቃልሲ ብዕምቆት ዝተሓዋወሰ እዩ። ኣብ ሰሜናዊ ከበሳታት ኢትዮጵያ...