ቴክኖሎጂ – Kulu Media https://www.kulu-media.com Your trusted source for breaking news from Tigray, Ethiopia, Eritrea, and beyond. Stay informed in Tigrigna, Amharic, & English at Kulu Media. Fri, 16 Jan 2026 22:37:01 +0000 ti-ET hourly 1 https://i0.wp.com/www.kulu-media.com/wp-content/uploads/2024/02/image.jpg?fit=32%2C32&ssl=1 ቴክኖሎጂ – Kulu Media https://www.kulu-media.com 32 32 230011676 ምቁርራፅ ኢንተርኔት ኣብ ኢትዮጵያ https://www.kulu-media.com/ti/internet-outage-in-ethiopia/ Fri, 07 Mar 2025 19:35:58 +0000 https://www.kulu-media.com/internet-outage-in-ethiopia/ ፀገም ምቁርራፅን ምድኻምን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ ክብል ኢትዮ–ቴሌኮም ገሊፁ ኢትዮ–ቴሌኮም ፀገም ምዝሕሓል ፍጥነትን ምቁርራፅን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ንምፍታሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ሐዚ ኣማሽዩ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ብሰንኪ ምቁራጽ ናይቲ ብቐይሕ ባሕሪ ዝሓልፍ ልዑል መጠን ዘለዎ ተሸካሚ ኢንተርኔት ብሰንኪ ዘጋጠሞ ምቁርራፅ ኣገልግሎት ኢንተርነት ብኣማራጺ መስመራት ጥራይ ይህብ ምህላው ገሊጹ። ነዚ […]

The post ምቁርራፅ ኢንተርኔት ኣብ ኢትዮጵያ appeared first on Kulu Media.

]]>
ፀገም ምቁርራፅን ምድኻምን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ ክብል ኢትዮቴሌኮም ገሊፁ

ምቁርራፅ ኢንተርኔት ኣብ ኢትዮጵያ

ኢትዮቴሌኮም ፀገም ምዝሕሓል ፍጥነትን ምቁርራፅን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ንምፍታሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

እቲ ትካል ኣብዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ሐዚ ኣማሽዩ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ብሰንኪ ምቁራጽ ናይቲ ብቐይሕ ባሕሪ ዝሓልፍ ልዑል መጠን ዘለዎ ተሸካሚ ኢንተርኔት ብሰንኪ ዘጋጠሞ ምቁርራፅ ኣገልግሎት ኢንተርነት ብኣማራጺ መስመራት ጥራይ ይህብ ምህላው ገሊጹ።

ነዚ ስዒቡ ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ኣገልግሎት ኢንተርነት ምዝሕሓልን ምቁራጽን ከጋጥሞ ከምዝጸንሐ ኣመልኪቱ።

እቲ መግለፂ ወሲኩ እቲ ግልጋሎት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ንቡር ንምምላስ ምስ ወሃብቲ ኣገልግሎት ፅዑቅ ልዝብ ይግበር ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ኢትዮቴሌኮም ብዘጋጠመ ምዝባዕ ኣገልግሎት ንዓማዊሉ ይቕሬታ ብምሕታት፣ ትዕግስቲ ክገብሩ ተላብዩ።

The post ምቁርራፅ ኢንተርኔት ኣብ ኢትዮጵያ appeared first on Kulu Media.

]]>
1643