“ከም ስርዓት ሕዚ በፂሕናዮ ንዘለና ፀገም ሕዚ ዘለዉ መራሕቲ ጥራሕ እዮም ተሓተትቲ ክንብል ኣይንኽእልን። ምናልባት ነዚ ፀገም እዙይ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ ግደ ነይርዎም ካብ ዝበሃሉ ኣብ...
መሪሕነት ህወሓት ዘጋጠሞ ምግምማዕ ብዝሰኸነን ብውሽጣዊ ዓቅሙን ክፈትሖን ተሓቲቱ። ትግራይ ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ኣብ ዘላትሉ ሐዚውን ንመራሕቲ ትግራይ ዝቀርብ ፃውዒት ቀፂሉ ። እዞም ኣብ መንጎ መራሕቲ...
ምምላስ ተመዛበልቲ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ቀፂሉ ብኻሊእ ወገን ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝርከቡ ወረርቲ ሓይሊታት ፀሓዮም እናዓረበት ከምዝኾነት ዘመላኽቱ ሓበሬታታት ምውፃእ ቀፂሎም ኣለው ። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት...
ህወሓት ኣብ ጫፍ ምብትታን ምህላው ተንተንቲ ገሊፆም። ቢቢሲ ዘዘራረቦ በዓልሞያ ሕግን ተንታኒ ፖለቲካን ተኽሊት ገብረመስቀል፡ “ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ክፍፍል ስልጣን ናይ ምቍጽጻር ቃልሲ ዝወለዶ እዩ...
መራሕቲ ትግራይ ብሰንኪ ዝኸድዎ ናይ ስልጣን ውጥጥ ትግራይ ዋጋ ክትከፍል የብላን ኢሎም ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ። Watch Video On YouTube መበል 36 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ምኽንያት...
ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ተስፋ ኣብ ዝቆረፀሉ እዋን ናይ ባዕሉ ዝብሎ በይናዊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኸምዝግደድ አእንፊቱ።ፅላል ሲቪል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መግለፂ “መወዳእታ ዘለዎ ዘይመስል...
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ህወሓት ናብ ሕጋዊ ሰውነቱ ንምምላስ ዘኽእል ኣዋጅ ኣፅዲቁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ህወሓት ኣብ ቦርዲ መረፃ ኢትዮጵያ ከም እንደገና ተመዝጊቡ ኣብ መረፃ ንኽወዳደር...
22 መሪሕነት ህወሓት ዓርሶም ከግልሉ እዮም ዝተብሃለሉ ምኽንያትቀፃሊ ሓደጋ ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን ዝምልከት ፀብፃብ ቅ።ከምኡ እውን ናብ ትግራይ ከምርሑ ብዛዕባ ዝተብሃሉ ሰብ ሞያ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ...
ሰበር ዜና – ከቢድ ሓደጋ ትግራይ | “ክንዋጋእ ኢና” ቀ/ሚኒስትር | ክልተ ሰብ መዚ ተባሪሮም | Kulu Media – ኩሉ ዜና
እቲ ፕሬዘዳንት መፍትሒ ኸሉ ነገር ሰላም እዩ ክብል ኣስሚርሉ። ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፍርቂ ለይቲ ኣቢሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ሒሳቡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኣብዚ...
ኣመራርሓ ፓርቲ ብልጽግናን ህወሓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም ምኽክር የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ኣመራርሓ ውድብ ህወሓትን ፓርቲ ልፅግናን ኣብ መቐለ ዝተጀመረ ዘተ ብምቕፃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ...
ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ሑሱም ህይወት ዝርከቡ ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ዝርከብዎም ኣስታት 70 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ብርክት...