ህዝቢ ትግራይ ህልውንኡን ብሄራዊ ረብሕኡን ንምርግጋፅ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ እናካየደ ምዃኑ ይፍለጥ። ቁልፊ ሕቶኡን ጠለቡን ‘ውን ውዕል ፕሪቶሪያ እንከይተሸራረፈ ክትግበርን ካብ ናይ ኲናት ስግኣት ተናጊፉ ረብሕኡን...
ተሰፋ ዘለዎ ዜና ምዕራብ ትግራይ ጀነራል ወዲ ወረደ ኣበሲሮም ።ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ እውን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ መረበቶም ንምምላስ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ጀነራል ታደሰ ወረደ። ተመዛበልቲ...