ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ዘቅነዐ ከቢድ መጠንቀቅታ ሰዲዱ ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዛዕባ ብክልል ኣምሓራ ዝተጎበጠ መሬት ትግራይ ዝምልከት ትርር ዝበለ መጠንቀቕታ ዝተሓወሶ መግለፂ...
ትማሊ 07 መጋቢት 2016ዓ.ም ኣማስዩ ዝተወደአ ኣኼባ ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣማኻሪ ካውንስል ንምጥያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብዝርዝር ተመያይጡ ኣፅዲቕዎ ኣሎ። እቲ ረቂቕ ደንቢ ንምድላው...
ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ትግራይ ዝተውጻጹ ተወከልቲ ህዝቢ ትግራይ ምስ ዶ/ር ኣብይ ኣህመድ ዘተ ኣካይዶም እዩም። ሎሚ 06 መጋቢት 2016 ዓ/ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤተ መንግስቲ 4ኪሎ...
ግዝኣት ትግራይ ከይምልስ ዝሓንገደ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ንተወከልቲ ትግራይ ኣብ ዘብለጭልጩ ፕሮጀክትታት ዑዶት ከካይዱ ከምዝገበረ ተፈሊጡ ። ኣብ ኣዲስኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ነጋዶን ካብ ትግራይ ወከልቲ ህዝቢ፣ሲቪክ...
ቀንዲ ዓንድታት ስምምዕ ፕሪቶሪያ ከይተፈፀሙ ምቕፃሎም፥ ኣብ ህዝብና ከቢድ ማሕሰይቲ የስዕብ ከምዘሎን ምስ መንግስቲ ፌደራል ተፈጢሩ ዝነበረ ናይ ምትእምማን ርክብውን ይሽርሽሮ ከምዘሎ ገሊፁ እዩ ። ኣብ...
ኣብ ትሕቲ ሓይልታት ኣምሓራ ዝርከብ ሰራሕተኛ ሲቪል ሰርቪስ ደሞዝ ካብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብምውሳዶም ጥራሕ ካብ መኣዲ ስራሕ ንክእገዱን ወንጀለኛታት ተባሂሎም ንክፍረዱ ተወሲኑ። እቲ ውሳኔ ብወገን...
ልዕሊ 28 ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ተዓጅቦም ናብ ከተማ ሸራሮ ከምዝኣተው ተገሊፁ። ስርዓት ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ...
መንግስቲ ፌደራል ኣብ ውዕሎ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ መሬታት ትግራይ ብዝምልከት ብሪፈረንደም ጥራሕ ከም ዝውሰን ቅዋሙ ከምዘነፀረ ተመላኺቱ ። ካብዚ ሓሊፉ ኤርትራ ዝሓዘቶ መሬት ትግራይ ብወዕል ኣልጀርስ...
ኣብ ኢትዮጵያ ኮነ ኣብ ትግራይ ዘላቒ ሰላም ክዓስል እንተኾይኑ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ምሉእ ብምሉእ ምትግባር ግድን ዝብል ምኻኑ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ። ሕልሚ ሻምብቖ ብረት...
ትማሊ 18 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝጀመረ ስሩዕ ኣኼባ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ዝርኣየ ኮይኑ ውሳነታት እውን ኣሕሊፉ ኣሎ። ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት...
ናይ ሎምዘበን መበል 49 ዓመት 11 ለካቲት ህወሓት መኸተ ህዝቢ ትግራይ ክዕወት ውሽጡ ፈትሹ ናይ ቀፃሊ ወሎዶ ውድብ ኰይኑ ክቕፅል ዘኽእሎ ዓቕሚ ክፍጠር ዘኽእል ኩለመዳያዊ ምንቅስቓስ...
ትግራይ፡ ዓንዲ ሕቖ ኢትዮጵያ ታሪኽ ትግራይ ከም ዓንዲ ሕቖ ኢትዮጵያ ምስ መበቆል ሃገር፣ ባህላዊ ውርሻኣ፣ ንናፅነትን ሓድነትን ዝገብሮ ቃልሲ ብዕምቆት ዝተሓዋወሰ እዩ። ኣብ ሰሜናዊ ከበሳታት ኢትዮጵያ...