ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ብዛዕባ ምምላስ ሕጋውነት ውድብ ህወሓት ኣመልኪቱ ንምዝታይ ዳግም ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝኸደን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ብልፅግናን መረፃ ቦርድን ከም ዝተዛተየን ተገሊፁ ኣሎ።...
ቀንዲ ዓንድታት ስምምዕ ፕሪቶሪያ ከይተፈፀሙ ምቕፃሎም፥ ኣብ ህዝብና ከቢድ ማሕሰይቲ የስዕብ ከምዘሎን ምስ መንግስቲ ፌደራል ተፈጢሩ ዝነበረ ናይ ምትእምማን ርክብውን ይሽርሽሮ ከምዘሎ ገሊፁ እዩ ። ኣብ...