“ውዕሊ ፕሪቶርያ መንግስትና ኣፍሪሱ ዝብል ሓሳብ ዘለዎም ጉዳዮም ጉዳይ ወንበር እዩ ” – ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ህዝባዊ ዋዕላ ዞባ ደቡብ ምብራቕ መበገሲ ሓሳብ ዘቕረቡ ፕረዚደንት...
ፕረዝዳንት ጌታቸው ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ተረኺቦ ካብ ዝገበርዎ መደረኦም: 🎯ኣብዚ ሐዚ ስዓት ኣብ መንጎ ግዝያዊ ምምሕዳርን ኣብ ሞንጎ ህወሓትን ዝብሃል ግጭት የለን። ኣብ ገገሊኦም በዚ መንገዲ...
ዘይተኸምበተ መኸተና ብምውሓስ ዓርሰ ሙርኮሳ ትግራይ ይረጋገፅ-ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ። ዘይተኸምበተ መኸተና ብምውሓስ ዓርሰ ሙርኮሳ ትግራይ ክረጋገፅ ከምዝግባእ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ...
ሕዚ ዝግበር ዘሎ ቀይዲ በተኽ ኣካይዳ ስርዓት ትካላዊነት ዘፍርስ እዩ፤ በዚ ምኽንያት ድማ ዓቕምታትና ይዳኸም ኣሎ ክብሉ ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፆም። ኣብ ፕሪቶሪያ...
መራሕቲ ትግራይ ንስንሳቶም ኣብ ዝጠማመትሉን ብስልጣን ኣብ ዝጠቃቀዕሉን ወቅቲ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝርከቡ ሓይሊታት ኣምሓራ ካብ ግዝኣት ትግራይ ምህርቲ ንምሕፋስ ምድላዋቶም ወዲኦም ። ህዝብን መሬትን ትግራይ...
“ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ተፈጢሩ ዘሎ ዘይምስናይ ብዝሰልጠነ መንገዲ ክንፈትሖ ኢና” ኢሎም ፕሬዝደንት ጌታቸው ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ካብ ነበርቲ ዓብዪ ዓዲ ንዝተልዓለሎም ሕቶን ሪእቶን መብርሂ ሂቦም:: “ድሕሪ...
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ነበርቲ ከተማ ዓብዩ ዓዲ ይዝትዩ ኣለዉ።ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብቲ መድረኽ ካብ መንጎ ዘለዓልዎም ነጥብታት:-
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ብዛዕባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ “ትግራይ ፈሪማቶ” ዝተብሃለ ሰነድ መብርሂ ሂቡ ኣሎ “ኣብ መረባ ማሕበራዊ ሚድያ ካብ ሙሉእ ማዓልቲ መዘራረቢ ኮይኑ ዝወዓለ ዛዕባ መበገሲ...
ኣምባሳዶር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤቭን ማሲንጋ ምስ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምዝታይ መቐለ ኣትዮም። ኣምባሳዶር ማሲንጋ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳን ምክትል ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰን ኣብ ህልዊ ኩነታት...
ካብ ሽረ ናብ ማይፀብርን ኢሉ ውን ካልኦት ከባብታት ፀለምቲ ዝግበር ዝነበረ መጎዓዝያ መኻይን ደው ክብል ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። ኣብ ፀለምቲ ዘሎ ኩነታት ናብ ዘሰክፍን ሓደገኛ ኩነታት ይሰጋገር...
ውድብ ህወሓት ሐዚ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለማውን ኩነታት ዝርዳእ፣ ዝትንትንን ኢሉ እውን መፍትሒታት ዘቐምጥን ስትራተጂካዊ መሪሕነት ስኢኑ ኣብ ዕንይንይ ኣትዩ ኣሎ” ፕሬዝዳንት ጌታቸው ረዳ ውድብ ህወሓት ንምድሓንን...
ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ዘይተሰተፈ ጉጅለ ህወሓት ኣብ መቐለ ህፁፅ ኣኼባ የካይድ ኣሎ ። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ብፍሉይ ድማ ፓለቲካዊ ኩነታት ህወሓት መሰረት ዝገበረ ዘተ...