ኣብ ስደትን ኣብ ውሽጢ ዓድን ተመዛቢሉ ኣብ ከቢድ ስቓይ ዝርከብ ህዝብና ናብ መረበቱ ክመለስ ኣብ ዝሰናደአሉ ዘሎ እዋን፤ እዚ ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ትግራይ ኣድማሱ እናስፈሐ ዝኸድ...
እቲ ካብታ ከተማ ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ኣኽሱም ኣይተ ገረመድህን ተስፋይ ብዕለት 28/11/2016 ዓ/ም ስዓት 2:00 ናይ ምሸት ምስ መሳርሕቶም ኣብ ስራሕ...
እቶም ወልቀቶት ነቲ ብክልል ኣምሓራ ንዓመታት ፕሮፖጋንዳ ዝሰርሕሉ ዝነበረ ኣምሓሩ ኢኹም ዝብል ሃልካዊ ተረኽ ብምንፃግ ህዝቢ ወልቃይት ሕቶ መንነት የብለይን ዝብል ግብረ መልሲ ሂቦም ኣለው ።...
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናብ ምዕራብ ትግራይ ንምእታው ዘኽእል ምድላዋት ይውግን ኣሎ ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ንምውሓስ ዝጀመሮ ተልእኾ ደው ከምዘየብሎ ተገሊፁ ። እቲ...
“75 ሽሕ ዕጡቓት ሰራዊት ትግራይ ነበር ናብ ህዝቢ ክፅምበሩ እዮም እዚ ንምግባር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይውገን ኣሎ ” ኢሉ ምክትል ፕሬዜዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ...
ዕጡቓት ደመቀ ዘውዱ ኣብ ክልተ ከምዝተኸፈሉ ተገሊፁ ።ደመቀ ዘውዱ ድማ ንሓይሊ ኣምሓራ ከምዝኸሓደን ውግንንኡ ከምዘፍለጠን ተፈሊጡ ኣሎ ።እቲ ሎሚ ዕለት 27 ሓምለ 2016 ካብ ምዕራብ ትግራይ...
ኣብይ ኣሕመድ ብሽም ሕጊ ምኽባር ናብ ትግራይ ክኣቱ ከምዝኽእል ይግለፅ ኣሎ ። ብኻሊእ ወገን ድማ ኣብይ ኣሕመድ ንፕረዚዳንት ጌታቸው ብኻሊእ ንምትካእ ክሰርሕ ከምዝኽእል እዩ ዝሕበር ዘሎ...
መሪሕነት ህወሓት ዘጋጠሞ ምግምማዕ ብዝሰኸነን ብውሽጣዊ ዓቅሙን ክፈትሖን ተሓቲቱ። ትግራይ ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ኣብ ዘላትሉ ሐዚውን ንመራሕቲ ትግራይ ዝቀርብ ፃውዒት ቀፂሉ ። እዞም ኣብ መንጎ መራሕቲ...
ህወሓት ኣብ ጫፍ ምብትታን ምህላው ተንተንቲ ገሊፆም። ቢቢሲ ዘዘራረቦ በዓልሞያ ሕግን ተንታኒ ፖለቲካን ተኽሊት ገብረመስቀል፡ “ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ክፍፍል ስልጣን ናይ ምቍጽጻር ቃልሲ ዝወለዶ እዩ...
“ሕዚ ኣብ ዞባ ድቡብን ፀለምትን ዘሎ ምዕባላ ዋላ እኳ ዝደንጎየ እንተኾነ፣ ፅቡቕ ክያዶ እዩ ፣ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ድማ ካብዚ ተማሂርና ብዝሐሸ ኣገባብ ክንፍፅሞ ኢና ተዳሊና...
ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ተስፋ ኣብ ዝቆረፀሉ እዋን ናይ ባዕሉ ዝብሎ በይናዊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኸምዝግደድ አእንፊቱ።ፅላል ሲቪል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መግለፂ “መወዳእታ ዘለዎ ዘይመስል...
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ህወሓት ናብ ሕጋዊ ሰውነቱ ንምምላስ ዘኽእል ኣዋጅ ኣፅዲቁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ህወሓት ኣብ ቦርዲ መረፃ ኢትዮጵያ ከም እንደገና ተመዝጊቡ ኣብ መረፃ ንኽወዳደር...