22 መሪሕነት ህወሓት ዓርሶም ከግልሉ እዮም ዝተብሃለሉ ምኽንያትቀፃሊ ሓደጋ ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን ዝምልከት ፀብፃብ ቅ።ከምኡ እውን ናብ ትግራይ ከምርሑ ብዛዕባ ዝተብሃሉ ሰብ ሞያ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ...
እቲ ፕሬዘዳንት መፍትሒ ኸሉ ነገር ሰላም እዩ ክብል ኣስሚርሉ። ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፍርቂ ለይቲ ኣቢሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ሒሳቡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኣብዚ...
ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ሑሱም ህይወት ዝርከቡ ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ዝርከብዎም ኣስታት 70 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ብርክት...
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ዘቅነዐ ከቢድ መጠንቀቅታ ሰዲዱ ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዛዕባ ብክልል ኣምሓራ ዝተጎበጠ መሬት ትግራይ ዝምልከት ትርር ዝበለ መጠንቀቕታ ዝተሓወሶ መግለፂ...
ትማሊ 07 መጋቢት 2016ዓ.ም ኣማስዩ ዝተወደአ ኣኼባ ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣማኻሪ ካውንስል ንምጥያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብዝርዝር ተመያይጡ ኣፅዲቕዎ ኣሎ። እቲ ረቂቕ ደንቢ ንምድላው...
ቀንዲ ዓንድታት ስምምዕ ፕሪቶሪያ ከይተፈፀሙ ምቕፃሎም፥ ኣብ ህዝብና ከቢድ ማሕሰይቲ የስዕብ ከምዘሎን ምስ መንግስቲ ፌደራል ተፈጢሩ ዝነበረ ናይ ምትእምማን ርክብውን ይሽርሽሮ ከምዘሎ ገሊፁ እዩ ። ኣብ...
ኣብ ትሕቲ ሓይልታት ኣምሓራ ዝርከብ ሰራሕተኛ ሲቪል ሰርቪስ ደሞዝ ካብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብምውሳዶም ጥራሕ ካብ መኣዲ ስራሕ ንክእገዱን ወንጀለኛታት ተባሂሎም ንክፍረዱ ተወሲኑ። እቲ ውሳኔ ብወገን...
ልዕሊ 28 ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ተዓጅቦም ናብ ከተማ ሸራሮ ከምዝኣተው ተገሊፁ። ስርዓት ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ...