“ብ/ጀምግበይሃይለኲናትከፊቱለይ” ክብልሰራዊትምክልኻልኢተዮጵያገሊፁ።ሙሉእእቲመግለፂከምዘለዎብቋንቋኣምሓርኛነዚዝስዕብይመስል! ===========ሰበርበኪሳራ የተደመደመው የዘመቻ አንድነት ዕጣ ፈንታ የኢፌዴሪ መከላከያ ሠራዊት መጋቢት 12 ቀን 2017 ዓ.ም በብርጋዲየር ጄኔራል ምግበ ሀይለና ግብረ አበሮቹ አደራጅነትና አይዞህ ባይነት ዘመቻ...
ምዕራብ ትግራይ ናብ ሰብ ዋናታቱ ንምምላስ ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ጀነራላት ትግራይ ዘተ ከምዘካየደ ተፈሊጡ። ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ 30 ሰነ 2016 ዓ.ም ተመዛበልቲ እቲ ዞባን ምምሕዳሩን...
ልዕሊ 28 ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ተዓጅቦም ናብ ከተማ ሸራሮ ከምዝኣተው ተገሊፁ። ስርዓት ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ...