እቲ ፕሬዘዳንት መፍትሒ ኸሉ ነገር ሰላም እዩ ክብል ኣስሚርሉ። ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፍርቂ ለይቲ ኣቢሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ሒሳቡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኣብዚ...
ኣመራርሓ ፓርቲ ብልጽግናን ህወሓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም ምኽክር የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ኣመራርሓ ውድብ ህወሓትን ፓርቲ ልፅግናን ኣብ መቐለ ዝተጀመረ ዘተ ብምቕፃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ...
ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ሑሱም ህይወት ዝርከቡ ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ዝርከብዎም ኣስታት 70 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ብርክት...
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ዘቅነዐ ከቢድ መጠንቀቅታ ሰዲዱ ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዛዕባ ብክልል ኣምሓራ ዝተጎበጠ መሬት ትግራይ ዝምልከት ትርር ዝበለ መጠንቀቕታ ዝተሓወሶ መግለፂ...
ትማሊ 07 መጋቢት 2016ዓ.ም ኣማስዩ ዝተወደአ ኣኼባ ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣማኻሪ ካውንስል ንምጥያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብዝርዝር ተመያይጡ ኣፅዲቕዎ ኣሎ። እቲ ረቂቕ ደንቢ ንምድላው...
ግዝኣት ትግራይ ከይምልስ ዝሓንገደ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ንተወከልቲ ትግራይ ኣብ ዘብለጭልጩ ፕሮጀክትታት ዑዶት ከካይዱ ከምዝገበረ ተፈሊጡ ። ኣብ ኣዲስኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ነጋዶን ካብ ትግራይ ወከልቲ ህዝቢ፣ሲቪክ...
ቀንዲ ዓንድታት ስምምዕ ፕሪቶሪያ ከይተፈፀሙ ምቕፃሎም፥ ኣብ ህዝብና ከቢድ ማሕሰይቲ የስዕብ ከምዘሎን ምስ መንግስቲ ፌደራል ተፈጢሩ ዝነበረ ናይ ምትእምማን ርክብውን ይሽርሽሮ ከምዘሎ ገሊፁ እዩ ። ኣብ...