ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ብዛዕባ ምምላስ ሕጋውነት ውድብ ህወሓት ኣመልኪቱ ንምዝታይ ዳግም ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝኸደን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ብልፅግናን መረፃ ቦርድን ከም ዝተዛተየን ተገሊፁ ኣሎ።...
ብዕለት 13 ሓምለ 2016 ዓም መግለፂ ዘውፀአ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተጀመረ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቅፅል እዩ ። እቲ ተጀሚሩ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ምንቅስቓስ...
ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ ስጉምቲ ወሲዱ። ፕረዚዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ን4 ላዕለዎት ሰብ መዚ ጊዝያዊ ምምሕዳር...
ሕቡእ ተግባር መሪሕነት ትግራይ ዝተቃለዐሉ ቃለ መሕተት ተኻይዱ ኣሎ ። ኣብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ብግቡእ ስርሑ ንከይሰርሕ ዝዕንቅፍ ግልፂ ጉጅለ ከምዘሎ ድማ ተመላኺቱ ኣሎ ። ግዝያዊ...
ኣብ ስደትን ኣብ ውሽጢ ዓድን ተመዛቢሉ ኣብ ከቢድ ስቓይ ዝርከብ ህዝብና ናብ መረበቱ ክመለስ ኣብ ዝሰናደአሉ ዘሎ እዋን፤ እዚ ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ትግራይ ኣድማሱ እናስፈሐ ዝኸድ...
እቲ ካብታ ከተማ ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ኣኽሱም ኣይተ ገረመድህን ተስፋይ ብዕለት 28/11/2016 ዓ/ም ስዓት 2:00 ናይ ምሸት ምስ መሳርሕቶም ኣብ ስራሕ...
እቶም ወልቀቶት ነቲ ብክልል ኣምሓራ ንዓመታት ፕሮፖጋንዳ ዝሰርሕሉ ዝነበረ ኣምሓሩ ኢኹም ዝብል ሃልካዊ ተረኽ ብምንፃግ ህዝቢ ወልቃይት ሕቶ መንነት የብለይን ዝብል ግብረ መልሲ ሂቦም ኣለው ።...
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናብ ምዕራብ ትግራይ ንምእታው ዘኽእል ምድላዋት ይውግን ኣሎ ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ንምውሓስ ዝጀመሮ ተልእኾ ደው ከምዘየብሎ ተገሊፁ ። እቲ...
“75 ሽሕ ዕጡቓት ሰራዊት ትግራይ ነበር ናብ ህዝቢ ክፅምበሩ እዮም እዚ ንምግባር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይውገን ኣሎ ” ኢሉ ምክትል ፕሬዜዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ...
ዕጡቓት ደመቀ ዘውዱ ኣብ ክልተ ከምዝተኸፈሉ ተገሊፁ ።ደመቀ ዘውዱ ድማ ንሓይሊ ኣምሓራ ከምዝኸሓደን ውግንንኡ ከምዘፍለጠን ተፈሊጡ ኣሎ ።እቲ ሎሚ ዕለት 27 ሓምለ 2016 ካብ ምዕራብ ትግራይ...