ካብ ሽረ ናብ ማይፀብርን ኢሉ ውን ካልኦት ከባብታት ፀለምቲ ዝግበር ዝነበረ መጎዓዝያ መኻይን ደው ክብል ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። ኣብ ፀለምቲ ዘሎ ኩነታት ናብ ዘሰክፍን ሓደገኛ ኩነታት ይሰጋገር...
ውድብ ህወሓት ሐዚ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለማውን ኩነታት ዝርዳእ፣ ዝትንትንን ኢሉ እውን መፍትሒታት ዘቐምጥን ስትራተጂካዊ መሪሕነት ስኢኑ ኣብ ዕንይንይ ኣትዩ ኣሎ” ፕሬዝዳንት ጌታቸው ረዳ ውድብ ህወሓት ንምድሓንን...
ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ዘይተሰተፈ ጉጅለ ህወሓት ኣብ መቐለ ህፁፅ ኣኼባ የካይድ ኣሎ ። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ብፍሉይ ድማ ፓለቲካዊ ኩነታት ህወሓት መሰረት ዝገበረ ዘተ...
ኣብቲ ክልላዊ ዋዕላ ዝተረኸቡ ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳርን ምክትል ኣቦመንበር ህወሓትን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብሰንኪ ሕመቕ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት: ብሰራዊትና ዝተረኸበ ወርቃዊ ዓወት ናብረብሓ ምቕያር ተሳኢኑና መኸተና...
ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ብፍሉይ ድማ ፓለቲካዊ ኩነታት ህወሓት መሰረት ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ ። ብብርኪ ትግራይ ካብ ወረዳ ክሳብ ክልል ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነት ትግራይ ኣብ...
ቅድሚ መዓልትታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ዛዕባ ብሰላማውን ፖለቲካውን ቃልሲ ጥራሕ ክፍታሕ ከምዘለዎ ዝነፀረሉ መግለፂ ምውፅኡ...
ከምዝፈለጥ ብናይ ውድብና ህንፃ መሰረት መበል 14 ዓመት ጉባኤና ክሳለጥ ዝነበሮ ኣብ 2013 ዓ/ም እዩ። ብወድዓዊን ባዕላዊን ምኽንያታት ክካየድ ኣይከኣለን። ስለዚ ጉባኤ ክካየድ ዘይደሊ ዝኾነ ይኹን...
እቲ ክካየድ ዝተሓሰበ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ደው ክብል ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብይ ኣህመድ ሓቲቱ። ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብይ ኣህመድን ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ንደብረጽዮን ገ/ሚካኤልን መበል...
ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ነሓሰ 3/2016 ኣብ ትሕቲ ቁፅሪ 1162/11/15180 ናብ ውድብ ህወሓት ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ እቲ ወደብ ብፍሉይ ኩነታት ከምዝተመዝገበን ሕጋዊ ኣፍልጦ ወረቐት እውን ኸምዝሃቦ...
ፕሬዝዳንት ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ 14 ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣብ ጉባኤ ከምዘይሳተፉ ገሊጾም። ህወሓት ንምፍራስ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ኣይንሳተፍን ክብሉ ዝገለጹ እቶም ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብዚ...