ቀንዲ ምግምማዕ መሪሕነት ህወሓት ስምምዕ ፕሪቶርያ ምቅባልን ዘይምቅባልን ምኳኑ ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ገሊፁ። መፃኢ ዕድል ትግራይ በቶም ንህላወኣ ዝተቃለሱ መናእሰይ እምበር በቶም ናብ መንገዲ ጥፍኣት ዝመርሕዋ...
ዝሓለፉ ዕስራ ማዕልታት ኣብ ትግራይ ዝርአ ዘሎ ፓለቲካዊ ሕምስምስ እቲ ስልጣን ወይ ሞት ኢሉ ዝተበገሰ ጉጅለ ድሕረት ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ዝፍሓሶ ውዲት ናብ መወዳእታ ምዕራፉ ዝበፅሐሉ:...
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ከምቲ ልሙድ እናተሓጋገዝና እነሕልፎ በዓል ክኸውን ይግባእ ክብል ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፁ። ፕረዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብምኽንያት ሎሚ ዝበዓል ዘሎ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ዶር ኣብይ ኣሕመድ “ጻውዒትጥቆማፕረዚደንትጊዝያዊምምሕዳርትግራይ” ብዝብል ኣብ ናይ ፌስቡክ ሒሳቡ ዝጠቅዖ ሓድሽ ፅሑፍ ከም ዝስዕብ እነሆ።
“ብ/ጀምግበይሃይለኲናትከፊቱለይ” ክብልሰራዊትምክልኻልኢተዮጵያገሊፁ።ሙሉእእቲመግለፂከምዘለዎብቋንቋኣምሓርኛነዚዝስዕብይመስል! ===========ሰበርበኪሳራ የተደመደመው የዘመቻ አንድነት ዕጣ ፈንታ የኢፌዴሪ መከላከያ ሠራዊት መጋቢት 12 ቀን 2017 ዓ.ም በብርጋዲየር ጄኔራል ምግበ ሀይለና ግብረ አበሮቹ አደራጅነትና አይዞህ ባይነት ዘመቻ...
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታት ብዛዕባ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይ መብርሂ ሂቦም። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ...
ሰራዊት ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምንቅስቃስ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሰራዊት ነቲ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ፖለቲካዊ ምግምማዕን ገለ ፀገም ፀጥታን ስዒቡ እዩ ዝበዝሕ ሰራዊት ናብ ትግራይ ገፅ ከኽትቶ ተራእዩ...
መንግስቲ ፌዴራል ሓገዝ ክገብር ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቲቱ። እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ኮር ንላዕሊ ብዝብል ጉልባብ ካብ 15 ጥሪ 2017ዓ.ም ጀሚሩ ዝተወሰኑ ላዕለዎት...
ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ሎሚ ዝዘርገሖ መግለፂ ናይ መንግስታዊ መሓውር መግለፂ ዘይኮነስ ናይቲ ድሑር ጉጅለ ቅዳሕ’ዩ ክብል ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ኣፍሊጡ። እዚ መግለፂ’ዚ ሕጋዊ፣ ሞራላውን ፖለቲካውን ቅቡልነት...
ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ እንተተወሊዑ ካርታ ሃገራት ዝቕይር እዩ ክብል ጀነራል ፃድቃን ኣጠንቂቑ። ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከቢድ...