ኣባላት ካብኔ ዞባ ደቡብ ትግራይ ንሎሚ 4 ግንቦት 2017 ዓ/ም ንካልኣይ ጊዜ ምስ ፕረዝዳንት ታደሰ ኣብ ማይጨው ተረኺቦም መድረኽ ዘተ ንምግባር መደብ ሒዚም ነይሮም። ኣብቲ መድረኽ...
11 ሰዓት መሊኡ ከይተፀንቀቐ ነዚ ንጥፍኣት ትግራይን ተጋሩን ዝውጠን ዘሎ ፅምዶ ኲናት ደው ነብሎ ኢሉ ኣብ ከይዲ ምስረታ ሓዱሽ ውድብ ዝርከብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት። እዋናዊ መግለፂ...
“ኣብ ልዕለይ ልዕሊ ዓቕሚ ዝኾኑ ጸቕጥታት ብምብፅሖምን ስዒቡ እውን ካልእ ዘይተደለየ ውጽኢት ከስዕብ ስለ ዝኽእል ከይዲ ምጽራዩ ኣቋሪፀ ፈቲሐ ሰዲደዮ” ክብል ኮሚሽን ፓሊስ ትግራይ ዕላዊ ገይሩ። ...
ህዝቢ ትግራይ ህልውንኡን ብሄራዊ ረብሕኡን ንምርግጋፅ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ እናካየደ ምዃኑ ይፍለጥ። ቁልፊ ሕቶኡን ጠለቡን ‘ውን ውዕል ፕሪቶሪያ እንከይተሸራረፈ ክትግበርን ካብ ናይ ኲናት ስግኣት ተናጊፉ ረብሕኡን...
ኣብዚ ቀረባ እዋን ምስ ኣወል ስዒድ ዝተራኸበ ብርሃነ ገብረጊዮርጊስ ልፍዓተይ ተስፋ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ። ብርሃነ ገ/ገርግስ (‘ሰብ ዝሰኣነ ሰብ’) ብትእዛዝ መንግስቲ ፌደራል፣ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ብፖሊስ...
ፖለቲካዊ ውጥጥ መሪሕነት ትግራይ ዕማማት ግዝያዊ ምምሕዳር ከይፍፀም ሓሊኹ ኸምዝሓዘ ዝገልፅ ኣይተ ጌታቸው ጀነራል ታደሰ ድማ ብዋናነት ኣካል እዚ ውድቀት እዩ ክብል ከሲሱ። ኣብዚ ቅነ ካብ...
ጀነራል ታደሰ ወረደ ፕረዚደንትነት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ክርከብ ከሎ ዝተፈረመ “ሰነድ ተልእኾ መሰጋገሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ” እንታይ ይብል? ጀነራል ታደሰ ወረደ ከም ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር...
ንሱ ንሽመት ጀነራል ታደሰ ኣመልኪቱ ኣብ ዘሕለፎ መልእኽቲኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ከባቢ ንሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ውዕሊ ፕሪቶሪያን ምኽሪ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ብምሕዋስ ሰፋሕቲ ምይይጣት እናተኻየዱ ፀኒሖም ‘ዮም ዝበለ...
ርኽክብ ፕረዚዳንትነት ሎሚ ንጉሆ ኣብ ኣዲስ_ኣበባ ቢሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ኸምዝተሳለጠ ተገሊፁ ። ኣብቲ ርኽክብ ሓለፍቲ፣ ሰብ ሃፍትን ዕድመ ዝተገበረሎምን እውን ተረኺቦም።ድሕሪ ዕላዊ ምስጋና ስንብት ጌታቸው ረዳ...
ህወሓት ብሕታዊ ዕጡቅ ውድብ ኣብዛ ሃገር ኮይኑ ሰላም ትግራይን ኢትዮጵያን ይዘርግ ኣሎ ዝብል ክሲ ከምዝቀረበሉ እውን ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብመሰረት እቲ ዝወፀ...