ኣብ ትሕቲ ሓይልታት ኣምሓራ ዝርከብ ሰራሕተኛ ሲቪል ሰርቪስ ደሞዝ ካብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብምውሳዶም ጥራሕ ካብ መኣዲ ስራሕ ንክእገዱን ወንጀለኛታት ተባሂሎም ንክፍረዱ ተወሲኑ። እቲ ውሳኔ ብወገን...
ልዕሊ 28 ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ተዓጅቦም ናብ ከተማ ሸራሮ ከምዝኣተው ተገሊፁ። ስርዓት ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ...
መንግስቲ ፌደራል ኣብ ውዕሎ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ መሬታት ትግራይ ብዝምልከት ብሪፈረንደም ጥራሕ ከም ዝውሰን ቅዋሙ ከምዘነፀረ ተመላኺቱ ። ካብዚ ሓሊፉ ኤርትራ ዝሓዘቶ መሬት ትግራይ ብወዕል ኣልጀርስ...
ኣብ ኢትዮጵያ ኮነ ኣብ ትግራይ ዘላቒ ሰላም ክዓስል እንተኾይኑ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ምሉእ ብምሉእ ምትግባር ግድን ዝብል ምኻኑ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ። ሕልሚ ሻምብቖ ብረት...
ነበር ኣመሓዳሪት ዞባ ደቡብ ምብራቅ ትግራይ ወ/ሮ ልያ ካሳ መሓውር ከይእዝዛን ክሳዕ ዕለት 01/07/16 ዓ/ም ንብረት መንግስቲ ከረክባን ተኣዚዘን ኣለዋ። ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ...
On March 5th, 2024, at precisely 15:00 GMT, the world’s largest social media platform, Facebook, abruptly fell silent. Along with it, Instagram, WhatsApp, and Messenger—all under...
ትማሊ 18 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝጀመረ ስሩዕ ኣኼባ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ዝርኣየ ኮይኑ ውሳነታት እውን ኣሕሊፉ ኣሎ። ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት...
ናይ ሎምዘበን መበል 49 ዓመት 11 ለካቲት ህወሓት መኸተ ህዝቢ ትግራይ ክዕወት ውሽጡ ፈትሹ ናይ ቀፃሊ ወሎዶ ውድብ ኰይኑ ክቕፅል ዘኽእሎ ዓቕሚ ክፍጠር ዘኽእል ኩለመዳያዊ ምንቅስቓስ...
እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደ ንፀላኢ ምስጥር ኣቃሊዖም ብዝብል ምዃኑ ተፈሊጡ ። ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብ ህወሓት ኣብ እዋን ኲናት ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቖም ናይ ዝነበሩ...
ትግራይ፡ ዓንዲ ሕቖ ኢትዮጵያ ታሪኽ ትግራይ ከም ዓንዲ ሕቖ ኢትዮጵያ ምስ መበቆል ሃገር፣ ባህላዊ ውርሻኣ፣ ንናፅነትን ሓድነትን ዝገብሮ ቃልሲ ብዕምቆት ዝተሓዋወሰ እዩ። ኣብ ሰሜናዊ ከበሳታት ኢትዮጵያ...