ህወሓት ኣብ ጉዳይ ጉባኤ ቅድሚ ሕጋዊ ኣፍሎጦ ክነካይድ ኢና ኣይነካይድን ብዝብል ኣብ ክልተ ኸምዝተገመዐ ኽግለፅ ዝፀነሐ ኾይኑ ሐዚ ድማ እቲ ብቤት ፅሕፈት ህወሓት ዝምራሕ ጉጅለ ጉባኤ...
እቲ ደብዳቤ ቃል ብቃል ከምዚ ዝስዕብ ተፃሒፉ ኣሎ ዝኸበርካ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘለኻ ህዝቢ ትግራይ ዝኸበርኩም ኣባላት ውድብ ህወሓት ኣብዚ እዋን ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ዘይፈልጦ...
እቲ ፕረዚዳንት ኣብቲ “ዘይሕጋዊ ” ክብል ዝገለፆ ጉባኤ ኸምዘይሳተፍ እውን ኣፍሊጡ ኣሎ ። ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ እቲ ሐዚ ብገለ ጉጅለ ዝበሎም ኣካላት ዝካየድ ዘሎ ምድላዎት ጉባኤ...