ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንህወሓት ‘ብፍሉይ ኵነታት’ ከምዝመዝገቦ ኣፍሊጡ። እዚ ደብዳቤ ድሕሪ እቲ ጌታቸው ረዳ ኣብ ጉባዔ ህወሐት ኸምዘይሳተፍ ምፍላጡ እዩ ወፅዩ ዘሎ። እቲ ፕረዚዳንት ኣብቲ “ዘይሕጋዊ...
እቲ ካብታ ከተማ ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ኣኽሱም ኣይተ ገረመድህን ተስፋይ ብዕለት 28/11/2016 ዓ/ም ስዓት 2:00 ናይ ምሸት ምስ መሳርሕቶም ኣብ ስራሕ...
ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ድማ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ክትግበር ድሌት ኸምዘለዎ ገሊፁ ኣሎ ። ምዕባለታት ምይይጥ ምዕራብ ትግራይ ፅቡቅ ኣንፈት ከምዝሓዘ ተፈሊጡ ። እዚ ኣብ ውሽጢ ትግራይን ምስ...
“ከም ስርዓት ሕዚ በፂሕናዮ ንዘለና ፀገም ሕዚ ዘለዉ መራሕቲ ጥራሕ እዮም ተሓተትቲ ክንብል ኣይንኽእልን። ምናልባት ነዚ ፀገም እዙይ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ ግደ ነይርዎም ካብ ዝበሃሉ ኣብ...
መሪሕነት ህወሓት ዘጋጠሞ ምግምማዕ ብዝሰኸነን ብውሽጣዊ ዓቅሙን ክፈትሖን ተሓቲቱ። ትግራይ ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ኣብ ዘላትሉ ሐዚውን ንመራሕቲ ትግራይ ዝቀርብ ፃውዒት ቀፂሉ ። እዞም ኣብ መንጎ መራሕቲ...
“ሕዚ ኣብ ዞባ ድቡብን ፀለምትን ዘሎ ምዕባላ ዋላ እኳ ዝደንጎየ እንተኾነ፣ ፅቡቕ ክያዶ እዩ ፣ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ድማ ካብዚ ተማሂርና ብዝሐሸ ኣገባብ ክንፍፅሞ ኢና ተዳሊና...
መራሕቲ ትግራይ ብሰንኪ ዝኸድዎ ናይ ስልጣን ውጥጥ ትግራይ ዋጋ ክትከፍል የብላን ኢሎም ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ። Watch Video On YouTube መበል 36 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ምኽንያት...
ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ተስፋ ኣብ ዝቆረፀሉ እዋን ናይ ባዕሉ ዝብሎ በይናዊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኸምዝግደድ አእንፊቱ።ፅላል ሲቪል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መግለፂ “መወዳእታ ዘለዎ ዘይመስል...
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ህወሓት ናብ ሕጋዊ ሰውነቱ ንምምላስ ዘኽእል ኣዋጅ ኣፅዲቁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ህወሓት ኣብ ቦርዲ መረፃ ኢትዮጵያ ከም እንደገና ተመዝጊቡ ኣብ መረፃ ንኽወዳደር...
እቲ ፕሬዘዳንት መፍትሒ ኸሉ ነገር ሰላም እዩ ክብል ኣስሚርሉ። ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፍርቂ ለይቲ ኣቢሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ሒሳቡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኣብዚ...
ኣመራርሓ ፓርቲ ብልጽግናን ህወሓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም ምኽክር የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ኣመራርሓ ውድብ ህወሓትን ፓርቲ ልፅግናን ኣብ መቐለ ዝተጀመረ ዘተ ብምቕፃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ...
ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ሑሱም ህይወት ዝርከቡ ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ዝርከብዎም ኣስታት 70 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ብርክት...