ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ነበርቲ ከተማ ዓብዩ ዓዲ ይዝትዩ ኣለዉ።ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብቲ መድረኽ ካብ መንጎ ዘለዓልዎም ነጥብታት:-
”መራሕትና ኣፈላላይኩም ብዘተ ክትፈትሑን ኣፈላላይ ዘጋድዱ መግለፅታት ካብ ምሃብ ክትቁጠቡን ንፅውዕ” – መንብረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን። ጉባኤ ሊቃነ ጳጳሳትን ኣካየድቲ ስራሕን መንበረ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ላዕለዋይ...
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ብዛዕባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ “ትግራይ ፈሪማቶ” ዝተብሃለ ሰነድ መብርሂ ሂቡ ኣሎ “ኣብ መረባ ማሕበራዊ ሚድያ ካብ ሙሉእ ማዓልቲ መዘራረቢ ኮይኑ ዝወዓለ ዛዕባ መበገሲ...
ኣምባሳዶር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤቭን ማሲንጋ ምስ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምዝታይ መቐለ ኣትዮም። ኣምባሳዶር ማሲንጋ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳን ምክትል ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰን ኣብ ህልዊ ኩነታት...
1. ሓውዜን ኣብ ወረዳ ሓውዜን ጣብያ ቖራሮ ሎማዓንቲ 19 ነሓሰ 2016ዓ/ም 2ተ ህፃውንቲ ኣብ ሁሩየ /ንኸፍቲ መስተዪ ተባሂሉ ዝተሰረሐ ጉድጓድ ጠሊቖም ሞይቶም እዩም። 2. ወጀራት ኣብ...
ካብ ሽረ ናብ ማይፀብርን ኢሉ ውን ካልኦት ከባብታት ፀለምቲ ዝግበር ዝነበረ መጎዓዝያ መኻይን ደው ክብል ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። ኣብ ፀለምቲ ዘሎ ኩነታት ናብ ዘሰክፍን ሓደገኛ ኩነታት ይሰጋገር...
ውድብ ህወሓት ሐዚ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለማውን ኩነታት ዝርዳእ፣ ዝትንትንን ኢሉ እውን መፍትሒታት ዘቐምጥን ስትራተጂካዊ መሪሕነት ስኢኑ ኣብ ዕንይንይ ኣትዩ ኣሎ” ፕሬዝዳንት ጌታቸው ረዳ ውድብ ህወሓት ንምድሓንን...
ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ዘይተሰተፈ ጉጅለ ህወሓት ኣብ መቐለ ህፁፅ ኣኼባ የካይድ ኣሎ ። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ብፍሉይ ድማ ፓለቲካዊ ኩነታት ህወሓት መሰረት ዝገበረ ዘተ...
ኣብቲ ክልላዊ ዋዕላ ዝተረኸቡ ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳርን ምክትል ኣቦመንበር ህወሓትን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብሰንኪ ሕመቕ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት: ብሰራዊትና ዝተረኸበ ወርቃዊ ዓወት ናብረብሓ ምቕያር ተሳኢኑና መኸተና...
ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ብፍሉይ ድማ ፓለቲካዊ ኩነታት ህወሓት መሰረት ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ ። ብብርኪ ትግራይ ካብ ወረዳ ክሳብ ክልል ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነት ትግራይ ኣብ...